ማሕበረሰብ ፍትሓ ሰላም | FSC COMMUNITIES

ማሕበረሰብ ግሩም ሰብኣውነት 

ኣብ 15 ግንቦት 2026 ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ሊዮን መበል 14 ዓዋዲ መልእኽቲ ጽንቀ ግሩም ሰብኣውነት | Magnifica Humanitas ኣዊጆምን ዘርጊሖምን።

እንሆ ~ Encyclical Letter of His Holiness Leo XIV Magnifica Humanitas (15 May 2026) https://share.google/aKl5KLtSblyCCyrF3

ብኡ ንብኡ ተኸታታሊ ትምህርቲ ኣብ ካቶሊካዊ መኣዲ ሕውነት ጀሚሩ ይቀርብ ኣሎ።

10ይ ክፋል ~ ቴክኖሎጅን ዕብለላን https://www.youtube.com/live/EG9ohpvrYWM?is=oxh0hYt7y2AjLG57

9ይ ክፋል ~ ኩለንተናዊ ሰብኣዊ ምዕባለ 

8ይ ክፋል ~ መሪሓት መትከላት ማሕበረሰብ 

7ይ ክፋል ~ መትከል ስሙር ሠናይ ብዙሓን 

6ይ ክፋል ~ መሠረታት ትምህርተ ሕብረተሰብ 

5ይ ክፋል ~ ምዕባለታት ድሕሪ ጉባኤ ቫቲካን 2ይ 

4ይ ክፋል ~ ምዕባለ ጎባኤ ቫቲካን 2ይ 

3ይ ክፋል ~ ምዕባለ ትምህርተ ሕብረተሰብ 

2ይ ክፋል ~ ህያው መገዲ ወንጌል ንማሕበረሰብ 

1ይ ክፋል ~ መባእታ ተኸታታሊ ትምህርተ ሕብረተሰብ 

ብዛዕባኡ ማለት ተኸታታሊ ትምህርቲ፡ ድንቀ ግሩም ሰብኣውነት፡ ክፉት ዘተ ኸኣ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ሠናይ ሕልና ይቀርብ ኣሎ። 

ፍትህ ወ ሰላም + ሰላም ወ ሠናይ 

One comment

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *