ብዛዕባ ልሳን ፍትሒ + ሰላመ ክርስቶስ

ሃብታም መሰረትናን ስርዓት ግእዝን እናኣመና፡ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ናይ ዲያስፖራ ህይወት ብድሆታትን ዕድላትን ብምግንዛብ፡ ፍትሕን ሰላምን ምድንፋዕ ከም ዘይነጻጸል ኣካል እምነትና ጌርና ንድግፍን ነተባብዕን።

ኣብ ስርዓት ግእዝ ዝተሰረተን ምስ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ዝተወሃሃደን ኮይኑ፡ ንኩለንተናዊ ዕብየት ናይቶም ብእምነት ዝተሰረቱ ማሕበረሰባትና ዝኸውን ናይ ስልጠና፡ ንጡፍን ኣስተንትኖኣውን ተግባራዊ መደባት ነተባብዕ። 

ፍትህ ወ ሰላም + ሰላም ወ ሠናይ

About LISAN FTHI + PEACE OF CHRIST

Recognizing the richness of our roots, the Ge’ez tradition, the challenges and opportunities of diaspora life worldwide, we support promoting justice and peace as integral to our faith.

Rooted in our Ge’ez Rite tradition and integrated in the Catholic Church, we promote formative, active, and contemplative programs for integral development of our faith rooted communities.