ዕለታዊ ብሥራት ወንጌል

ብሩኽ ሓወይ … ልብኻ ይነድካ ዶ፧

ብርኽቲ ሓዉተይ … ልብኺ ይነደኪ ዶ፧

🎙️ መዓልታዊ ~ “ቃልካ ንእግረይ መብራህቲ | ንመገደይ ብርሃን”

እዚ ብሓልዮት ሰብ ኤማሁስ ዝመሓላለፍ ዕለታዊ ብሥራት ወንጌል ~ ሕያው ቃል፡ ሕይወት ዝህብ ቃል፡ እዩ።

ልባትና ምእንቲ ክነደናሞ፡ ጨው (ሰለም) ምድርን ብርሃን (ፍትሒ) ዓለም ምእንቲ ክንከውን ~ ኣብ ዕለታዊ ናብራና።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *