ልሳን ፍትሒ + ሰላም ክርስቶስ
Lisan Fthi + Peace of Christ
መዕበያ ፍትሓ ሰላም | INTEGRAL FORMATION
ኣገልግሎት መዕበያ ፍትሓ ሰላም (Formation Programs) ብሓልዮት ልሳን ፍትሒ + ሰላም ክርስቶስ ንህልዊ ኹነታትና ከም ማሕበረሰብ ብብርሃን ~
(1) ቅዱስ መጽሓፍ፡
(2) መዝገበ ሃይማኖት፡
(3) ሰነዳት ጉባኤ ቫቲካን 2ይን
(4) ትምህርተ ሕብረተሰብ ቤተ ክርስትያን (ኩላዊትን ዓድናን)
ብምርኣይ፡ ዝቀርብ መሠረታዊ አስተምህሮን እዋናዊ መግለጽን እዩ።
ጨው (ሰላም) ምድርን ብርሃን (ፍትሒ) ዓለምን ምእንቲ ክንከውን፡፡
እወ፡ እዛ ምድሪ እዚኣ … እወ፡ እዛ ዓለም እዚኣ
ፍትህ ወ ሰላም + ሰላም ወ ሠናይ
