መደባት ፍትሓ ሰላም | PROGRAMS

ኩለንትናዊ መዕበያ ፍትሓ ሰላም ኩለንትናዊ ምዕባለ (ሕውየትን ሕዳሴን) ሰብን ማሕበረሰብን ዘተኮረን፡ ክርስቶስ ማእከለን፡ ብራእይ ፍትሕን ፍትሓትን ዝዓቢ እዩ።

ነቲ መሠረታዊ መዕበያ ብምድልዳል፡ ማሕበረሰብ ግሩም ሰብኣውነት ዝርኢ የጠቃልል ~

(1) ትምህርተ ሃይማኖት በብዕድመኦም 

(2) ትምህርተ ቅዱስ መጽሓፍ ብደረጃታት

(3) ትምህርተ ሕብረተሰብ ብደረጃታት 

(4) ትምህርተ ቋንቋን ባህልን 

(5) ትምህርተ ሰብ ብርኪ

መዕበያ ፍትሓ ሰላም | INTEGRAL FORMATION

መዕበያ ፍትሓ ሰላም | INTEGRAL FORMATION ኣገልግሎት መዕበያ ፍትሓ ሰላም (Formation Programs) ብሓልዮት ልሳን ፍትሒ + ሰላም ክርስቶስ ንህልዊ ኹነታትና ከም ማሕበረሰብ ብብርሃን ~ (1) ቅዱስ መጽሓፍ፡  (2) መዝገበ ሃይማኖት፡  (3) ሰነዳት ጉባኤ ቫቲካን 2ይን  (4) ትምህርተ ሕብረተሰብ ቤተ ክርስትያን (ኩላዊትን ዓድናን)  ብምርኣይ፡ ዝቀርብ መሠረታዊ አስተምህሮን እዋናዊ መግለጽን እዩ።  ጨው (ሰላም) ምድርን ብርሃን (ፍትሒ) ዓለምን…

Continue Reading

ማሕበረሰብ ፍትሓ ሰላም | FSC COMMUNITIES

ማሕበረሰብ ፍትሓ ሰላም | FSC COMMUNITIES ማሕበረሰብ ግሩም ሰብኣውነት  ኣብ 15 ግንቦት 2026 ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ሊዮን መበል 14 ዓዋዲ መልእኽቲ ጽንቀ ግሩም ሰብኣውነት | Magnifica Humanitas ኣዊጆምን ዘርጊሖምን። እንሆ ~ Encyclical Letter of His Holiness Leo XIV Magnifica Humanitas (15 May 2026) https://share.google/aKl5KLtSblyCCyrF3 ብኡ ንብኡ ተኸታታሊ ትምህርቲ ኣብ ካቶሊካዊ መኣዲ ሕውነት ጀሚሩ ይቀርብ ኣሎ። 10ይ…

Continue Reading

ስሩዕ ዘተ ፍትሓ ሰላም | PEACE ADVOCACY

ስሩዕ ዘተ ፍትሓ ሰላም | PEACE ADVOCACY ስሩዕ ዘተ ፍትሓ ሰላም ንህልዊ ኩነታት ማሕበረሰብ፡ መጽናዕትን ብመንጽር ትምህርተ ሕብረተሰብ ~ መሠረትን መትከላትን ~ ንምፍታሕ ሓሳባትን ምኽርን የበርክት፡፡  ምስ ኣሕዋትና ሰላመ ክርስቶስ Home – PAX Christi International https://share.google/TZKN5VTXCRdcBiDWx ብጭቡጥ ጉዳያት ግፍዒ ተጸኒዖምን ተዛትዩሎምን ብምኽርን ብጥብቅናን ብተግባር ይቃለስ።

Continue Reading