ልሳን ፍትሒ + ሰላም ክርስቶስ
Lisan Fthi + Peace of Christ
መዕበያ ፍትሓ ሰላም | INTEGRAL FORMATION

መዕበያ ፍትሓ ሰላም | INTEGRAL FORMATION ኣገልግሎት መዕበያ ፍትሓ ሰላም (Formation Programs) ብሓልዮት ልሳን ፍትሒ + ሰላም ክርስቶስ ንህልዊ ኹነታትና ከም ማሕበረሰብ ብብርሃን ~ (1) ቅዱስ መጽሓፍ፡ (2) መዝገበ ሃይማኖት፡ (3) ሰነዳት ጉባኤ ቫቲካን 2ይን (4) ትምህርተ ሕብረተሰብ ቤተ ክርስትያን…
